View Properties

K Readiness Family Guidelines TIGRIGNA.pdf
Handle: Document-112127
Owner: Geveshausen, Olivia (User-6386, 15414:EVERETT)DS
Wednesday, April 29, 2020 12:41:23 PM PDT
Thursday, November 18, 2021 12:49:44 PM PST
Modified By: Diaz, Ailienette (User-392, 08810:EVERETT)DS
Locked By:
  • ማሕበራዊ/ ስምዒታዊ
እወ፡ ውላደይክገብሮ ይክእልእዩ።1 ውላደይ በዓል 2 ደረጃ መምርሒታት ብቀጻሊ ከክብርን/ክተክብርን በዓል 3 ደረጃ መምርሒታት ክርዳእን/ክትርዳእን ጀሚሩ/ራ ኣሎ/ላ።2 ውላደይ እዘን ዝስዕባ መዓልታዊ ተግባራት ከም ድራር፣ ነብስካ ምሕጻብ፣ ስኒካ ምሕጻብ፣ ቅድሚ ድቃስ ምንባብን ኣብ ስዓትካ ምድቃስን ይክእል/ትኽእል።3 ውላደይ ስሚዒቱ/ታ (ንኣብነት፡ ተሓጊሰ ኣለኩ፣ ሓዘነ ኣለኩ፣ ተበሪሁኒ ኣሎ) ክገልጽ/ክትገልጽ ይኽእል/ትኽእል።4 ውላደይ ምስ ዝጭነቅ/ትጭነቅ ወይ ዝኹሪ/ትኹሪ ንነብሱ/ንነብሳ ከተሃዳድእ/ክተተሃዳድእ ይኽእል/ትኽእል።5 ውላደይ ጃኬቱ/ታ ባዕሉ/ላ ክለብስ/ክተለብስ ይኽእል/ትክእል።6 ውላደይ ሽቃቅ ብዘይ ሓገዝ ክጥቀም/ክትጥቀም ይኽእል/ትኽእል።7 ውላደይ ኢዱ/ዳ ክሕጸብ/ክትሕጸብ ይኽእል/ትኽእል።8 ውላደይ መጻወቲኡ/ኣ ክጥርንፍ/ክትጥርንፍ፣ ንእሽቶ ዝፈሰሰ ነገር ከጽሪ/ክተጽርን ተጻዊቱ/ታ ምስ ወድአ/አት ክጽር/ክተጽርን ይኽእል/ትኽእል።9 ውላደይ ምምቃል፣ ተራካ ምሕላውን ንካልኦት ምሕጋዝን ይክእል/ትኽእል።10 ውላደይ ንሓድሽ ኩነታት ን/ወይ ሰባትን ክላመድ/ክትላመድ ጸገም የብሉ...
Allowed
Adobe Portable Document Format (.pdf) - application/pdf
K Readiness Family Guidelines TIGRIGNA.pdf
No
4
152054
No
Appears In: K Readiness Guidelines - multiple languages
Preferred Version: K Readiness Family Guidelines TIGRIGNA.pdf