View Properties

K Readiness Family Guidelines TIGRIGNA.pdf
Handle: Version-99167
Owner: Geveshausen, Olivia (User-6386, 15414:EVERETT)DS
Wednesday, April 29, 2020 12:41:23 PM PDT
Thursday, November 18, 2021 12:49:44 PM PST
Modified By: Diaz, Ailienette (User-392, 08810:EVERETT)DS
- ማሕበራዊ/ ስምዒታዊ እወ፡ ውላደይ ክገብሮ ይክእል እዩ። 1 ውላደይ በዓል 2 ደረጃ መምርሒታት ብቀጻሊ ከክብርን/ክተክብርን በዓል 3 ደረጃ መምርሒታት ክርዳእን/ክትርዳእን ጀሚሩ/ራ ኣሎ/ላ። 2 ውላደይ እዘን ዝስዕባ መዓልታዊ ተግባራት ከም ድራር፣ ነብስካ ምሕጻብ፣ ስኒካ ምሕጻብ፣ ቅድሚ ድቃስ ምንባብን ኣብ ስዓትካ ምድቃስን ይክእል/ትኽእል። 3 ውላደይ ስሚዒቱ/ታ (ንኣብነት፡ ተሓጊሰ ኣለኩ፣ ሓዘነ ኣለኩ፣ ተበሪሁኒ ኣሎ) ክገልጽ/ክትገልጽ ይኽእል/ትኽእል። 4 ውላደይ ምስ ዝጭነቅ/ትጭነቅ ወይ ዝኹሪ/ትኹሪ ንነብሱ/ንነብሳ ከተሃዳድእ/ክተተሃዳድእ ይኽእል/ትኽእል። 5 ውላደይ ጃኬቱ/ታ ባዕሉ/ላ ክለብስ/ክተለብስ ይኽእል/ትክእል። 6 ውላደይ ሽቃቅ ብዘይ ሓገዝ ክጥቀም/ክትጥቀም ይኽእል/ትኽእል። 7 ውላደይ ኢዱ/ዳ ክሕጸብ/ክትሕጸብ ይኽእል/ትኽእል። 8 ውላደይ መጻወቲኡ/ኣ ክጥርንፍ/ክትጥርንፍ፣ ንእሽቶ ዝፈሰሰ ነገር ከጽሪ/ክተጽርን ተጻዊቱ/ታ ምስ ወድአ/አት ክጽር/ክተጽርን ይኽእል/ትኽእል። 9 ውላደይ ምምቃል፣ ተራካ ምሕላውን ንካልኦት ምሕጋዝን ይክእል/ትኽእል። 10 ውላደይ ንሓድሽ ኩነታት ን/ወይ ሰባትን ክላመድ/ክትላመድ ጸገም የብሉ...
1
Appears In: K Readiness Family Guidelines TIGRIGNA.pdf